• Signez maintenant l'initiative pour la démocratie
Aktion Vierviertel logo
  • MANIFESTE
  • ARGUMENTS
  • ÉVÈNEMENTS
  • BLOG
  • EQUIPE
  • DONS
  • PARTICIPER
Menu
  • MANIFESTE
  • ARGUMENTS
  • ÉVÈNEMENTS
  • BLOG
  • EQUIPE
  • DONS
  • PARTICIPER
  • MANIFESTE
  • ARGUMENTS
  • ÉVÈNEMENTS
  • BLOG
  • EQUIPE
  • DONS
  • PARTICIPER
  • Deutsch (Schweiz)
  • Français
Menu
  • MANIFESTE
  • ARGUMENTS
  • ÉVÈNEMENTS
  • BLOG
  • EQUIPE
  • DONS
  • PARTICIPER
  • Deutsch (Schweiz)
  • Français
PARTICIPER
  • Français
    • Deutsch (Schweiz)
  • Français
    • Deutsch (Schweiz)

ትግርኛ

ምርካብ ዜግነት ከም መሰረታዊ መሰል ፦ መግለጺ ዘመናዊት ስዊዘርላንድ

ካብቶም ኣብ ስዊዘርላንድ ዝነብሩ ሸሞንተ ሚልዮን ሰባት ክልተ ሚልዮን ናይ ስዊዘርላንድ ዜግነት የብሎምን ። ናይዚ ሳዕቤን ከኣ ፖለቲካዊ ተነጽሎ ኢዙ።
ስዊዘርላንድ ክሳዕ ሕጂ ሓንቲ ኻብተን ዝኸበደ ዜግነት ናይ ምርካብ ዕድል ዘለወን ሃገራት ኤውሮፓ እያ ። ኣብዚ ብዙሕነት ከም ቀንዲ ረቛሒ ናይ ዕለታዊ ሂወት ኮይኑሉ ዘሎ እዋን፡ ዕድላትን መሰላትን ኣብ ፖለቲካዊ፡ ቁጠባዊ፡ ማሕበራዊ፡ ባህላውን ዓውድታት ብዘይ ማዕረ ተመራቒሑ ይርከብ።
እዚ ከኣ ኣብ ዲሞክራሲ ዓብዪ ጕድኣት ስለ ዘውርድ ሓድሽን ትብዓት ዝመልኦ ማሕበራዊ መደብ የድልየና ኣሎ።

ሓደ መሰረታዊ መሰል ናይ ተሳትፎ

ኩሎም ደቅሰባት ናጻን ማዕረን ኮይኖም ምስ ክብሮምን መሰላቶምን እዮም ዚውለዱ ።
ነብሲ ወከፍ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝነብር ሰብ ኣብ ፖለቲካውን ሕብረተስባዉን ምሉእ ናይ ተሳትፎ መሰል ኣለዎም ። ነዚ ናይ ተሳትፎ መሰል ቀንዲ ረቛሒ ከኣ ስዊዛዊ ዜግነት ምህላው ኢዩ። ዜግነት ምስ ዝህልወካ ከኣ መሰል ኣብ ምርጫታት ምስታፍን ድምጽኻ ምሃብን፡ ዉሑስን ወግዓውን መንበሪ ፍቓድ ምርካብን፡ ልዕሊ ዅሉ ድማ ምሉእ ኣባል ማሕበረሰብ ምዃንካ ወግዓዊ ተፈላጥነት ትረክብ ። ስለዚ ኸኣ ኢና ዅሎም ሰባት ኣብታ ንሓዋሩ ዝነብሩላ ሃገር ዜግነት ናይ ምርካብ መሰረታዊ መሰል ከም ዘለዎም እንኣምን።

ንሓደ ሓቀኛ ዲሞክራሲ

ብዙሑነት ብምምጻእ ስደተኛታት ዝተረክበ ክፍሊ ባህላዊ ሃብቲ ስዊዘርላንድ ኢዩ ። ናይ ሓደ ሰብ መበቆል ሃገር፡ ስነ-ምግባራዊ እምነቱ ከምኡውን ማሕበራዊ ኣቕዋማቱ ኣብ ውሳኔ ሲቪላዊ መሰላት ናይ ምርካብ ግደ ኽህልዎ የብሉን። ዋላ ሓደ ሰብ ምስ ኵነታት ተወሃሂዱ ዜግነት ኪረክብ ኣየድሓርሕርን እዩ። ማዕረ ተሳትፎ ኸም ዚህሉ ዜተኣማምን መብጽዓ ክትኣትወሉ እትኽእል እንኮ መንገዲ እዚ ጥራይ እዩ ፣ ኵሎም ኣብ ስዊዘርላንድ ዚነብሩ ሰባት ከኣ በዚ ኸምዚ ጥራይ እዮም ንሓበራዊ ጥቕሚ ዝካኣሎም ዘበለ ጻዕሪ ክገብሩ ዚኽእሉ ።

ዜግነት ናይ ምርካብ መሰል ንኽሰፍን ብንጥፈት ምስራሕ

ሃገራዊ፡ ዞባዊ ከምኡውን ከባቢያዊ ምምሕዳራት ንጥቕሚ ናይ ሓቀኛ ዲሞክራሲ ኢሎም ናይ ዜግነት መሰል ንኽህሉ ብንጥፈት ክሰርሑ ኣለዎም። ሎሚ ዘሎ ኣሰራርሓ ንምምራጽ ዝዓለመ ዀይኑ ሓደ ሰብ ናቱ ዘይኰነ ነገር ኪሓትት ይኽእል እዩ ኣብ ዚብል ጥርጣረ እተመርኰሰ እዩ። እዚ ኣረኣእያ እዚ ክቕየር ኣለዎ ። ኣብ ስዊዘርላንድ ዝነብሩ ዜግነት ዘይብሎም ሰባት ሓንጐፋይ ኢሎም ኪቕበልዎምን ክሕገዙዎምን ዜግነት ንኽወሃቡ ክዕድምዎምን ኣለዎም ። ሓደ ውጽኢታዊ ናይ ደገፍ ስጕምቲ፡ንኣብነት ናይ ስራሕ ዕቤት ንምርካብ ካብ ግብሪ ወይ ቀረጽ ምኽፋል ነጻ ክኾኑ ምግባር ።

ዕላማ ዘለዎ መለክዒታትን ፍትሓዊ ኣሰራርሓታትን

ኣብ ስዊዘርላንድ ንኣርባዕተ ዓመት ዝተቐመጠ ነፍሲ ወከፍ ሰብ፡ ዓይነት መንበሪ ወረቐቱ ብዘየገድስ ዜግነት ናይ ምርካብ መሰል ክህልዎ ኣለዎ ። ግዜኡ ዝሓለፎን ዘይግቡእን ካብ ሰነምግባር ወጻኢ ዝኮነ መለክዒታትን ክውገድ ኣለዎ ። እንተዘይ ኮይኑ እዚ ብዞባዊን ከባቢያውን ምምሕዳራት ዚህሉ መንበሪ ፍቓድ ብቕዓት ክህልዎ ኣይክእልን ኢዩ። ኩሎም ማሕበራዊ ሓገዝ ዚግበረሎም ሰባት መሰል ዜግነት እንተ ተነፊጉዎም ኣድልዎ ኢዩ ዝግበር ዘሎ። መሰል ዜግነት ብሓደ ምምሕዳራዊ ትካል ብቕልጡፍን ጽፉፍን ናይ ፍቓድ መስርሕ ክዋሃብ ኣለዎ ።

ኣብ ስዊዘርላንድ እተወልደ ሰብ ዜግነት ክወሃቦ ኣሎዎ

ኣብ ስዊዘርላንድ ዚውለዱ ቆልዑ ስዊዛዊ ዜግነት ክዋሃቦም ኣለዎ ። ከምዚ ዝበለ እናማዕበለ ዝኸይድ መምርሒ ካሎኦት ሃገራት እውን ብተግባር ዝፈልጠኦ ኮይኑ፡ ንኹሎም ኣብዚ ሃገር ዝተወልዱ ቘልዑ ማዕረ ዕድላት ይኸፍተሎም፡ ንናይ ህዝቢ ብዙሕነት ኣብ ግምት የዐቱ፡ ስዊዘርላንድ ማዕርነትን ፍትሕን ከም ዘለዋ እትዛረብ ህያው ዲሞክራሲያዊት ሃገር ንኽትከውን ድማ ይሕግዛ።

አንጸባራቂውን ያንብቡ!

Click here
Aktion Vierviertel logo

Pour un droit fondamental à la naturalisation

Coordonnées bancaires: CHF 6248.4377.2001
IBAN CH86 0078 1624 8437 7200 1
BIC: KBSGCH22

DONS

Menü

  • MANIFESTE
  • ARGUMENTS
  • ÉVÈNEMENTS
  • BLOG
  • EQUIPE
  • DONS
  • STATUTS

Contact

  • kontakt@aktionvierviertel.ch
  • Action Quatre Quarts
    Kapellenstrasse 28, 3011 Bern
  • Facebook
  • Instagram
  • Twitter

Newsletter

newsletter
© 2024 Copyright Aktion Vierviertel
  • Plan du site
  • Politique de confidentialité
  • Mentions légales
  • Plan du site
  • Politique de confidentialité
  • Mentions légales
  • STATUTS

Erstellt von

Nous utilisons des cookies sur notre site Web pour vous offrir l'expérience la plus pertinente en mémorisant vos préférences et vos visites répétées. En cliquant sur "Accepter tout", vous consentez à l'utilisation de TOUS les cookies. Toutefois, vous pouvez visiter "Paramètres des cookies" pour fournir un consentement contrôlé.
Paramètres des cookiesAccepter tout
Zustimmung verwalten

Aperçu du respect de la vie privée

Ce site web utilise des cookies pour améliorer votre expérience lorsque vous naviguez sur le site. Parmi ceux-ci, les cookies qui sont catégorisés comme nécessaires sont stockés sur votre navigateur car ils sont essentiels pour le fonctionnement des fonctionnalités de base du site web. Nous utilisons également des cookies tiers qui nous aident à analyser et à comprendre comment vous utilisez ce site web. Ces cookies ne seront stockés dans votre navigateur qu'avec votre consentement. Vous avez également la possibilité de refuser ces cookies. Mais la désactivation de certains de ces cookies peut affecter votre expérience de navigation.
Fonctionnel
Les cookies fonctionnels permettent d'exécuter certaines fonctionnalités comme le partage du contenu du site web sur des plateformes de médias sociaux, la collecte de commentaires et d'autres fonctionnalités de tiers.
Performance
Les cookies de performance sont utilisés pour comprendre et analyser les indices de performance clés du site web, ce qui permet d'offrir une meilleure expérience utilisateur aux visiteurs.
Analytique
Les cookies analytiques sont utilisés pour comprendre comment les visiteurs interagissent avec le site web. Ces cookies permettent de fournir des informations sur les mesures du nombre de visiteurs, le taux de rebond, la source de trafic, etc.
Publicité
Les cookies publicitaires sont utilisés pour fournir aux visiteurs des annonces et des campagnes de marketing pertinentes. Ces cookies suivent les visiteurs sur les sites web et collectent des informations pour fournir des annonces personnalisées.
Autre
Les autres cookies non catégorisés sont ceux qui sont en cours d'analyse et qui n'ont pas encore été classés dans une catégorie.
Nécessaire
Les cookies nécessaires sont absolument indispensables au bon fonctionnement du site web. Ces cookies assurent les fonctionnalités de base et les caractéristiques de sécurité du site web, de manière anonyme.
Enregistrer & appliquer

SIGNER MAINTENANT!

petition
1867
Les signataires ont signé notre manifeste pour un droit fondamental à la naturalisation.

Prochain objectif : 7000 Unterzeichner:innen.
[gravitywp_count add_number="200" formid="1" ]